28/05/2026
ገሚቶም ይሸለሙ!
(ቅድሚ ምግማቶም ተሸላሚ ዘግብሩ ሕግታት የንብቡ)
ቐዳም ግንቦት 22 ትፅቢት ዝግበረሉ ናይ ቻምፒዮንስ ሊግ ናይ መወዳእታ ፀወታ PSG Vs Arsenalቀዲሙ ትክክለኛ ውፅኢት ንዝገመተ "ሮሓ ስፔሻል ፒዛ" ክንሽልም ኢና።
ተሸላሚ ንምኳን
√ እዚ ናይ ሮሓ ላውንጅ ፌስቡክ ፔጅ follow ምግባር
√ እዚ ፖስት share ምግባር
√ እቲ ፀወታ ኣብ ሮሓ ላውንጅ ብምምፃእ ምክትታል
√ ኣብ ኮመንት ትክክለኛ ውፅኢት ምግማት
ሮሓ ድሌታቶም ኩሉ ዝረክብሉ ቦታ!
ኣድራሻ
ዓብዪ ዓዲ ካብ ፎቶ ዓወት 80 ሜትር እትው ኢልካ
https://maps.app.goo.gl/Xx9yqR4st4aygpfm7