Gezana Primary Hospital - ገዛና መባእታዊ ሆስፒታል

Gezana Primary Hospital - ገዛና መባእታዊ ሆስፒታል Contact information, map and directions, contact form, opening hours, services, ratings, photos, videos and announcements from Gezana Primary Hospital - ገዛና መባእታዊ ሆስፒታል, Romanat Square, Mekelle.

📢 ብስራት ንነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን! መባእታዊ ሆስፒታል ገዛና ቁ.2 ስሩዕ ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ! ​ኣብ ትሕቲ "ጠቕላላ ስራሕቲ ንግዲ ገዛና ኣክስዮን ማሕበር  ዝመሓደር መባእታዊ ሆስፒታ...
28/05/2026

📢 ብስራት ንነበርቲ ከተማ መቐለን ከባቢኣን!
መባእታዊ ሆስፒታል ገዛና ቁ.2 ስሩዕ ስርሑ ጀሚሩ ኣሎ!

​ኣብ ትሕቲ "ጠቕላላ ስራሕቲ ንግዲ ገዛና ኣክስዮን ማሕበር ዝመሓደር መባእታዊ ሆስፒታል ገዛና፤ ኩሉ ዘድልዮ ዘመናዊ ናይ ሕክምና መሳርሕታትን ብቑዓት ክኢላታትን ኣማሊኡ፣ ንዓኹም ንምግልጋል ማዕፅኡ ከፊቱ ይፅበየኩም ከምዘሎ ብሓጎስ የበስር።

​ንሕና ጥዕናኹም ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ማሕበራዊ ሓላፍነትና እውን ንዋፃእ ኢና! ምጅማር ስራሕና ምኽንያት ብምግባር ድማ፣ ንሓደ ወርሒ ጥራሕ ዝፀንሕ ፍሉይ ናይ ዋጋ ምንካይን ነፃ ግልጋሎታትን ኣዳሊና ንፅበየኩም ኣለና።

✅ ንኹሉ ተገልጋላይ፣ ኣብ ኩሉ ዓይነት ናይ ሕክምና ግልጋሎታት 40% ቅናሽ ጌርና ኣለና!
​✅ ንቀዳሞት ዝመፃ 100 ጥኑሳት ኣዴታት ናይ መጀመርታ ዙር ምርመራ ሙሉእ ብሙሉእ ብነፃ ክንህብ ኢና!
✅ን100 ሕዱር ሕማም ዘለዎም ወገናት ነፃ ግልጋሎት።
​✅ ኣብ ሆስፒታልና መፂአን ንዝሓርሳ ኣዴታት ነበርቲ ከተማ መቐለ ነፃ ናይ ኣምቡላንስ ግልጋሎት (ምምፃእን ምምላስን)።

​📍 ኣድራሻና: ክፍለ ከተማ ዓዲሓቂ፣ ጣብያ ሰላም (ፍሉይ ቦትኡ ዕደጋ ዓዲሓቂ፣ ብድሕሪ ባንክ ንግዲ ኢትዮጵያ)።
​📞 ንተወሳኺ ሓበሬታ: 09 42 88 11 22

​ገዛና ገዛ ጥዕናኹም!

⚠️ ፌስቡክ ብብዝሒ ተኸተልቲኻ (followers) ልዕሊ 10,000 ስለዝኾነ ጥራሕ ኣይኸፍልን።ኣብዚ ቪድዮ ዝገለፅኩዎም ወሰንቲ ነገራት እንድሕር ዘየማላእኻ ብዙሕ ተኸታሊ (followers) ...
30/12/2024

⚠️ ፌስቡክ ብብዝሒ ተኸተልቲኻ (followers) ልዕሊ 10,000 ስለዝኾነ ጥራሕ ኣይኸፍልን።
ኣብዚ ቪድዮ ዝገለፅኩዎም ወሰንቲ ነገራት እንድሕር ዘየማላእኻ ብዙሕ ተኸታሊ (followers) ስለዘለካ ጥራሕ ብተኣምር ክትክፈል ኣይትኽእልን።
ካብ ፌስቡክ ክንክፈለሎም እንኽእል 5 መንገድታት እተብራህርህ ጠቃሚት ቪድዮ ብትግርኛ👇👇

ካብ ፌስቡክ ገንዘብ ተከፋሊ ንሙዃን ፤ እንታይ የድሊ?ኣብ ፌስቡክ ክትክፈሉ እንድሕር ደኣ ደሊኹም መጀምርታ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ነገር ክትገብርዎ ዝግበኣኩም ኣካውንትኹም ናብ ፕሮፌሽናል ...

⚠️ ፌስቡክ ብብዝሒ ተኸተልቲኻ (followers) ልዕሊ 10,000 ስለዝኾነ ጥራሕ ኣይኸፍልን።ኣብዚ ቪድዮ ዝገለፅኩዎም ወሰንቲ ነገራት እንድሕር ዘየማላእኻ ብዙሕ ተኸታሊ (followers) ...
30/12/2024

⚠️ ፌስቡክ ብብዝሒ ተኸተልቲኻ (followers) ልዕሊ 10,000 ስለዝኾነ ጥራሕ ኣይኸፍልን።
ኣብዚ ቪድዮ ዝገለፅኩዎም ወሰንቲ ነገራት እንድሕር ዘየማላእኻ ብዙሕ ተኸታሊ (followers) ስለዘለካ ጥራሕ ብተኣምር ክትክፈል ኣይትኽእልን።
ካብ ፌስቡክ ክንክፈለሎም እንኽእል 5 መንገድታት እተብራህርህ ጠቃሚት ቪድዮ ብትግርኛ👇

ካብ ፌስቡክ ገንዘብ ተከፋሊ ንሙዃን ፤ እንታይ የድሊ?ኣብ ፌስቡክ ክትክፈሉ እንድሕር ደኣ ደሊኹም መጀምርታ ቅድሚ ዝኾነ ይኹን ነገር ክትገብርዎ ዝግበኣኩም ኣካውንትኹም ናብ ፕሮፌሽናል ...

ሰዎች ስለአንተ ማወቅ የሌለባቸው 7 ነገሮች 🤐መፅሐፍ ቅዱስ ምሳሌ 10:14 👇ጠቢብ ሰዎች ዕውቀትን እንደ ዕንቁ አድርገው ሸሽገው ይይዙታል    ግን ላገኘው ሰው ስለሚያወራ እራሱ ላይ ችግርን...
27/11/2024

ሰዎች ስለአንተ ማወቅ የሌለባቸው 7 ነገሮች 🤐

መፅሐፍ ቅዱስ ምሳሌ 10:14 👇

ጠቢብ ሰዎች ዕውቀትን እንደ ዕንቁ አድርገው ሸሽገው ይይዙታል
ግን ላገኘው ሰው ስለሚያወራ እራሱ ላይ ችግርን ይጎትታል ይላል 👇

ሊንኩን በመጫን ይህ በጣም ጠቃሚ ቪድዮ ይመልከቱ 👀👇

7 Secrets You Should Never Share: Protecting Your PrivacyIn this eye-opening video, we reveal the *7 things you should never tell anyone*. From personal secr...

Address

Romanat Square
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Gezana Primary Hospital - ገዛና መባእታዊ ሆስፒታል posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share