HabLet Foods and Food Items.

HabLet Foods and Food Items. Processing and Distribution of Ethiopian Cultural Food Items

13/09/2024

ሰናይ ሓዱሽ ዓመት!!
ዓመተ 2017ዓ/ም ዓመተ ሓጎስ፣ ዓመተ ጥዕናን ዓወትን ክኾነልና ንምነ!!

30/05/2023

ሰላም

እዚ መድረኽ ከም ህዝቢ ብሓደ ልቢ ሰሚርና መፃኢ ዕድልና ውሑስን ዘተኣማምንን ንምግባር ብሓባር ክንወፍር ዘገዲድ እዩ።
በዚ መንፅር ቀንዲ ውራይ ሕድሕድ ትግራዋይ እዚ እዋን ግዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ምጥንኻርን መደባቱ ብዝግባእ ምዕዋትን ክኸውን ይግባእ።

ካብዚ ወፃኢ መሪሕነት ግዝያዊ ምምሕዳር ዕማማቱ ብዝልዓለ ብርኪ ንከይፍፅም ዕንቅፋት ምዃን ግን ብመፃኢ ዕድል ትግራይን ህዝባን ጠላዕ ምፅዋት እዩ ክኸውን።

ዝኾነ ይኹን ኣካል ፃንሒቱን ብፅሒቱን ብዘየገዲስ ትሕቲ ባህግን ድልየትን ህዝቢ ትግራይ ከምዝኾነ ንምርዳእ ካብ ሎሚ ዝሓሸ ግዜ ምርካብ ዝክኣል ኣይመስለንን።

04/05/2023

Organic foods are food items produced using processes without synthetics such as chemical fertilizers and pesticides. Inorganic foods, on the other hand, use synthetics to produce the finished food products.

Which one do you think is good for human health?

13/04/2023

Malnutrition is a physiological condition caused by inadequate, unbalanced or excessive consumption of macro- and/or micro-nutrients. Expressions of malnutrition include under nutrition, overnutrition and micro-nutrient deficiency.

Nutritional status is the physiological state of an individual that results from the relationship between nutrient intake and requirements and the body’s ability to digest, absorb and use those nutrients.

Source:- IASC(Inter Agency Standing Committee)

እታ ዝርካባ ንምገባ ምግቢ ካብ ፅሬታ ምሕላው ጀሚሩ ምስ ጥዕናና ዝህልዋ ሰነያ ክንፈልጥ ይግባእ፡፡ ተረኸበ ኢልካ ኩሉ ዘርኢ ምግቢ ናብ ከርሲ ቅድሚ ምእታው ብዘድሊ ጥንቃቐ ክሓልፍ ተንገብሮ ...
08/04/2023

እታ ዝርካባ ንምገባ ምግቢ ካብ ፅሬታ ምሕላው ጀሚሩ ምስ ጥዕናና ዝህልዋ ሰነያ ክንፈልጥ ይግባእ፡፡ ተረኸበ ኢልካ ኩሉ ዘርኢ ምግቢ ናብ ከርሲ ቅድሚ ምእታው ብዘድሊ ጥንቃቐ ክሓልፍ ተንገብሮ ፅቡቕ ዩ!!

ስገም ካብቶም ተመረፅቲ ናይ ምግቢ እኽልታት እቲ ዝበለፀ ምዃኑ ርዱእ ዩ፣ ካብቶም ውፅኢታት ገሊኦም ንምርኣይ1. ቆሎ 2. ጥሕኒ3. ቅጫ4. ስዋ5. ጥሕሎ6. ገዓት7. ቅንጨ ወዘተ ፣ ንሎሚ ቅ...
11/03/2023

ስገም ካብቶም ተመረፅቲ ናይ ምግቢ እኽልታት እቲ ዝበለፀ ምዃኑ ርዱእ ዩ፣ ካብቶም ውፅኢታት ገሊኦም ንምርኣይ
1. ቆሎ
2. ጥሕኒ
3. ቅጫ
4. ስዋ
5. ጥሕሎ
6. ገዓት
7. ቅንጨ ወዘተ ፣ ንሎሚ ቅንጨ ብምስሊ ክንሪኦ መሪፅና ለና፡፡ ወሓላሉና ካብ ስገም ዘዳለውኦ ቅንጨ እምብኣር ብዝደለኹምዎ መጠንን ኣብ ዝደለኹምዎ እዋንን ክነቕርበልኩም ድሉዋት ኣለና!! ኣዝዙና ፣ ትእዛዛትኩም ክነማልእ ድማ ቅሩባት ኢና ንብል!!

ኣመጋግባና ንኩነታት ጥዕናና ወሳኒ ተራ ስለ ዘለዎ ብዛዕባ እንምገቦም ዓይነታት ምግቢ ምኽሪ ሰብ ሞያ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ሞ ኣብ ቀረባና ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ንርከብ፡፡ቤተ ሰብ HabL...
02/03/2023

ኣመጋግባና ንኩነታት ጥዕናና ወሳኒ ተራ ስለ ዘለዎ ብዛዕባ እንምገቦም ዓይነታት ምግቢ ምኽሪ ሰብ ሞያ ኣዝዩ ጠቓሚ እዩ ሞ ኣብ ቀረባና ካብ ዝርከቡ ሰብ ሞያ ሓበሬታ ንርከብ፡፡
ቤተ ሰብ HabLet Foods and Food Items ድማ ሰላም ምስ ጥዕና ኣብዚሕና ንምነየልኩም!!

ስገም ተፈታዊ: ስገም ተሃራፊ :ስገም ኩለመዳያዊ እኽሊ!!ቡቕሊ ስገም በቕሊ የዕድግ: ቡቕሊ ስርናይንከ ዓዲ የሕድግ ኳ ዝበሃል። እቲ ኣበሃህላ ረብሓስገም ንምድናቕ ምበር ስርናይ ንምኹናን ከም...
16/02/2023

ስገም ተፈታዊ: ስገም ተሃራፊ :ስገም ኩለመዳያዊ እኽሊ!!

ቡቕሊ ስገም በቕሊ የዕድግ: ቡቕሊ ስርናይንከ ዓዲ የሕድግ ኳ ዝበሃል። እቲ ኣበሃህላ ረብሓ
ስገም ንምድናቕ ምበር ስርናይ ንምኹናን ከም ዘይተብሃለ ልቢ ይበሉ/ላ!!

ሰናይ ባሕቲ ይግበረልና!!ካብ ሃብለት ፉድስ ኤንድ ፉድ ኣይተምስ ንባሕቲ ዝኸውን ፅሩይ እኽሊ በብዓይነቱ ኣለና:ኣዝዙና ኣብ እዋኑ ክነቕርብ ድሉዋት ኢና።
09/02/2023

ሰናይ ባሕቲ ይግበረልና!!

ካብ ሃብለት ፉድስ ኤንድ ፉድ ኣይተምስ ንባሕቲ ዝኸውን ፅሩይ እኽሊ በብዓይነቱ ኣለና:ኣዝዙና ኣብ እዋኑ ክነቕርብ ድሉዋት ኢና።

ደስ በሃሊ!!
05/02/2023

ደስ በሃሊ!!

Address

Mekelle, Tigray
Mekelle

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when HabLet Foods and Food Items. posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share