Lilo Digital Academy

Lilo Digital Academy ✅ Online Course Pre-Register - Lilodigital.net
✅ Contact Us - Telegram - t.me/lilodigitalsupport
📌 ንዝበለፀ ሓበሬታ - 09 91 88 60 00 | 0956 333 999

👋 Welcome to the Family! PRO - ሰኣላይ ናይ ካሜራን ሲኒማቶግራፊን ክላስ ተጀሚሩ!📸 Our brand new Pro-ስኣላይ class has officially started! 🚀Th...
19/05/2026

👋 Welcome to the Family! PRO - ሰኣላይ ናይ ካሜራን ሲኒማቶግራፊን ክላስ ተጀሚሩ!

📸 Our brand new Pro-ስኣላይ class has officially started! 🚀

These beginners are picking up the camera for the very first time, learning the core basics, and starting their journey from scratch to become professional visual storytellers. 🎞️

✨ Big welcome to the squad - we can’t wait to watch your creativity grow step by step! 📈

💡 Special Offer: ኣብ ዝሓፀረ እዋን ክእለት ወኒንኩም ናብ ስራሕ ክትጽጽንበሩ ድሌት ዘለኩም ናይ 10% ቅናሽ ንምርካብ ሎሚ ደዉሉልና!

📞 Call us: 0991886000 / 0956333999 📱

🌐 Visit: www.Lilodigital.net 💻

15/05/2026

📸 PRO - ሰኣላይ - ፍሉይ ናይ ሓደ ወርሒ ናይ ፎቶግራፊን ቪድዮግራፊን ስልጠና።

✅ ዘለና ቦታ ውሱን ስለዝኾነ ኣብዚ ስልጠና ንምስታፍ ኣብ ኮመንት ሰኣላይ ኢልኩም ፀሓፉ።

🚨 ምዝገባ ንክዛዘም ውሑድ መዓልቲ ይተርፎ።

ንዝበለፀ ሓበሬታ
☎️ 0991886000

--

13/05/2026

📸 Pro-ሰኣላይ ኣብ ሓደ ወርሒ ሰልጢንኩም ፕሮፌሽናል ሰኣልቲ እትኾንሉን ናብ ስራሕ ትፅንበሩሉን ናይ ፎቶግራፊን ቪድዮ ግራፊን ፓኬጅ።

----------------
ንዝበለፀ ሓበሬታ
☎️ 0991886000

📍 መቐለ - ከባቢ ዓብይ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ጎኒ ሑመራ ሆቴል - ህንፃ ተስፋይ ወ/ስላሴ 2ይ ደብሪ

💢 Imagine: ድሕሪ ሓደ ወርሒ ....✅ ጎበዛት ሰብ ሞያ ካሜራ ኾይንኩም ብሞያኹም ስራሕ ክትጅምሩ ከለኹም!✅ ካሜራ ምግዛእ ዓቕሚ ስኢንኩም - ድሕሪ ሓደ ወርሒ ግን ሞያ ወኒንኩም ንሕና ...
12/05/2026

💢 Imagine: ድሕሪ ሓደ ወርሒ ....

✅ ጎበዛት ሰብ ሞያ ካሜራ ኾይንኩም ብሞያኹም ስራሕ ክትጅምሩ ከለኹም!

✅ ካሜራ ምግዛእ ዓቕሚ ስኢንኩም - ድሕሪ ሓደ ወርሒ ግን ሞያ ወኒንኩም ንሕና ክትካረዩን ክትሰርሑን ዓቅሚ እንትንፈጥረልኩም።

✅ ድሕሪ ሓደ ወርሒ - ንቲክቶክን ዩቲዩብን ዝኸውን ኮንተንት ምቕራፅ ከምኡ እውን ንመርዓ፣ ልደት ፣ ዝተፈላለዩ ሃይማኖታዊ በዓላት፣ ሙዚቃ ክሊፕ፣ ድራማ፣ ዶንክመንትሪን ናይ ሚድያ መደባትን ምቕራፅ እንትትጅምሩ።

✅ ድሕሪ ሓደ ወርሒ ሞያኹም ብማሕበራዊ ሚድያ ከመይ ከምትሸጡ ተወሳኺ ናይ ዓቕሚ መዕበይ ስልጠና እንትትወስዱ።

♦️ ግንቦት 10 ስልጠና ክጅምር እዩ። ሎሚ ተመዝግቢኩም ናይ 10% ቅናሽ ተጠቀምቲ ኹኑ።

📌 ንዝበለፀ ሓበሬታ፦ ☎️ 0991886000
📍 መቐለ - ከባቢ ዓብይ ንግዲ ባንኪ ኢትዮጵያ ጎኒ ሑመራ ሆቴል - ህንፃ ተስፋይ ወ/ስላሴ 2ይ ደብሪ
👉🏼 ቴሌግራም - t.me/lilodigitalsupport

📸 Pro-ሰኣላይ - ናይ ካሜራን ሲኒማቶግራፊን ፓኬጅ - ግንቦት 10 ይጅምር ኣሎ።✅ ዘለና ቦታ ውሱን ስለዝኾነ ደዊሎም ቦታ ንዘትሕዙ ቅድሚያ ንህብ።• ናይ ቪድዮግራፊን ፎቶግራፊን ሞያ  ናብ...
11/05/2026

📸 Pro-ሰኣላይ - ናይ ካሜራን ሲኒማቶግራፊን ፓኬጅ - ግንቦት 10 ይጅምር ኣሎ።

✅ ዘለና ቦታ ውሱን ስለዝኾነ ደዊሎም ቦታ ንዘትሕዙ ቅድሚያ ንህብ።

• ናይ ቪድዮግራፊን ፎቶግራፊን ሞያ ናብ እቶት ንምቕያር ዝሕግዘኩም ሓፂር ናይ ሓደ ወርሒ ስልጠና።

ካብቲ ስልጠና እንታይ ትረኽቡ?
• 100% ተግባራዊ ስልጠና፦ ኣብ ክላስን ካብ ክላስ ወፃእን ብልምምድ ዝተደገፈ።

• ካሜራ ኪራይ ፦ ናይ ባዕልኹም ካሜራ ክሳብ እትገዝኡ፡ ናይ ክራይ ምትእስሳር ኣመቻቺናልኩም ድሕሪ ስልጠና ስራሕ ክትጅምሩ ትኽእሉ።

• ኣወፃፅኣ ዋጋን ኣተሓሕዛ ዓሚልን ትመሃርሉ፦ ዓማዊል ከመይ ከም እትስሕቡን ስራሕኩም ብሶሻል ሚድያ ከመይ ከም እትፍልጡን ዝሕግዘኩም ቦነስ ስልጠናታት ዘለዎ።

• መረጋገፂ ብቕዓት፦ ስልጠና ምስ ወዳእኹም ናይ ሞያ ምስክር ወረቐት (Certificate)።

♦️ እቲ ስልጠና ምስ ወዳእኹም
• መርዓ፣ ልደትን ዝተፈላለዩ ሃይማኖት በዓላትን
• ፊልሚ ፣ ሙዚቃ፣ ዶክመንተሪን ናይ ቴሌቪዥን መደባት
• ናይ ቲክቶክ፣ ዩቲዩብ ቪድዮታት ምቕራፅን ምስኣልን ትኽእሉ።

• ከምኡ እውን ናይ ግልኹም ፕሮዳክሽንን ፎቶ ስቱድዮን ምኽፋት ትኽእሉ።

✅ ዕድል፦ ክሳብ ግንቦት 5 ንዝምዝገቡ 10% ናይ ዋጋ ጌርና ኣለና።

📍 ኣድራሻ፦ መቐለ፡ ጥቓ ዓቢ ንግዲ ባንኪ፡ ተስፋይ ወ/ስላሴ ህንፃ (2ይ ደብሪ)

☎️ ንምምዝጋብ፦ 0991886000 ይደውሉ!

👉🏼 ቴሌግራም - t.me/lilodigitalsupport

---

🔴 Happening Now!❇️ Stress & Burn-Out Management 🎤 Speaker - Mr. Gebremedhin Ayallew 📌 This Seminar is Brought to you by ...
08/05/2026

🔴 Happening Now!

❇️ Stress & Burn-Out Management

🎤 Speaker - Mr. Gebremedhin Ayallew

📌 This Seminar is Brought to you by Lilo Digital Academy incollabration with Tinsae Training and Consultant center and Moya Link ሞያ ሊንክ.

----

📌 መዘኻኸሪ - ነፃ ሴሚናር! 👉 ምዝገባ ዛዚምና! 🔖ርእሲ -ምእላይ ጭንቀት 🎤ብ መምህር ገብረመድህ ኣያሌው (መስራትን ስራሕ መካየድን ማእኸል ስልጠናን ምምኻርን ትንሳኤ) ⏰ ሚያዝያ 30 ሰዓ...
08/05/2026

📌 መዘኻኸሪ - ነፃ ሴሚናር!
👉 ምዝገባ ዛዚምና!

🔖ርእሲ -ምእላይ ጭንቀት

🎤ብ መምህር ገብረመድህ ኣያሌው (መስራትን ስራሕ መካየድን ማእኸል ስልጠናን ምምኻርን ትንሳኤ)

⏰ ሚያዝያ 30 ሰዓት 08:00 (ኣቆፃፅራ ግእዝ)

📍 ቦታ - ኣብ ሊሎ ዲጂታል ኣካዳሚ
☎️ 0956333999

✅ ኣብ ሰዓትና ንረኸብ።

-----

🎥 PRO ሰኣላይ ፓኬጅ፦ ናይ ሓደ ወርሒ ፍሉይ ስልጠና!• ስእሊ ወይ ቪድዮ ምልዓል ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ክእለትኩም ናብ ቀዋሚ እቶት እትቅይሩሉ መንገዲ እትረኽብሉ ፍሉይ ፓኬጅ።• እዚ ስልጠና እ...
08/05/2026

🎥 PRO ሰኣላይ ፓኬጅ፦ ናይ ሓደ ወርሒ ፍሉይ ስልጠና!

• ስእሊ ወይ ቪድዮ ምልዓል ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ክእለትኩም ናብ ቀዋሚ እቶት እትቅይሩሉ መንገዲ እትረኽብሉ ፍሉይ ፓኬጅ።

• እዚ ስልጠና እዚ ካብ ካልኦት ፍልይ ዘብሎ ኣብ ውሽጡ ዝተፈላለዩ ተወስኽቲ ስልጠናታትት ዝሓወስን ሙሉእ ተግባር ተኮር (Highly Practical) እዩ።

✅ ኣብዚ ስልጠና እንታይ ትረኽቡ፦

👉 ካሜራ ናይ ምርካብ ዕድል፦ ካሜራ የብለይን ኢልኩም ኣይትጨነቁ፤ ክሳብ ናይ ባዕልኩም ትገዝኡ ስራሕኩም እትሰርሑሉ ናይ ካሜራ ክራይ ምትእስሳር ነመቻችወልኩም።

👉 100% ተግባራዊ ስልጠና፦ ኣብ ክላስ ጥራሕ ዘይኮነስ፣ ካብ ክላስ ወፂኹም ብተግባር እትለማመድሉ እዩ።

👉 ቢዝነስን ዓሚልን፦ ንሞያኹም ከመይ ጌርኩም ዋጋ ተውፅኡሉ? ብኸመይከ ዓማዊል ትስሕቡ? ዝብሉ ተወሰኽቲ ስልጠና ዝሓወሰ እዩ።

👉 ቦነስ (Social Media Marketing)፦ ስራሕኩም ብኦንላይን ንምፍላጥ ዘኽእለኩም ናይ ሓፂር ግዜ ሶሻል ሚድያ ማርኬቲንግ ስልጠና ብነፃ ተወሰኽቲ ቦነስ ትረኽብሉ።

👉 ናይ ሞያ ምስክር ወረቐት፦ ስልጠናኹም ምስ ወዳእኩም፣ ብቕዓትኩም ዝምስክር ሰርትፊኬት ክትረኽቡ ኢኹም።

✅ ንፅሬት ስልጠናና ክንብል ውሑዳት ሰልጠንቲ ጥራሕ ኢና ክንቅበል። ክሳብ ግንቦት 3 ደዊሎም ቦታ ንዘትሐዙን ንዝምዝገቡን ናይ 10% ናይ ዋጋ ምንካይ ኣዳልዮናልኩም ኣለና።

☎️ 0991886000
📍 ኣድራሻ፦ መቐለ፡ ከባቢ ዓብይ ንግዲ ባንኪ ኢ/ያ ጎኒ ሑመራ ሆቴል ኣብ ተስፋይ ወ/ስላሴ ህንፃ 2ይ ደብሪ

✅ ኩለኹም ተዓዲምኩም ኣለኹም! ነፃ ሴሚናር!⚡ ኣብ ፈታኒ እዋን እውን እንተኾነ ናይ ኣእምሮና ጥዕና ምሕላው ኣገዳሲ እዩ። 🧠 ኣእምሮና እቲ ዝዓበየ ንብረትና እዩ።  🌿 ዝተፈላለዩ ኣሉታዊ ፅ...
06/05/2026

✅ ኩለኹም ተዓዲምኩም ኣለኹም! ነፃ ሴሚናር!

⚡ ኣብ ፈታኒ እዋን እውን እንተኾነ ናይ ኣእምሮና ጥዕና ምሕላው ኣገዳሲ እዩ።

🧠 ኣእምሮና እቲ ዝዓበየ ንብረትና እዩ።

🌿 ዝተፈላለዩ ኣሉታዊ ፅዕንቶታትን ጭንቀትን ከመይ ከምንኣልዮም ብፍላይ ድማ ምስቲ ሕዚ ዘለናዮ ኹነታት ድርብ ዝኾኑ ኣሉታዊ ፀቕጥታት ከመይ ክነመሓድሮም ከምዘለናን ኣእምሮና ጥዕንኡ ከመይ ከምንሕልዎን እንመሃረሉ ፍሉይ ናይ ነፃ ሴሚናር ካብቶም ብዙሕ ዓመት ኣብቲ ዓውዲ ልምዲ ዘለዎም መምህር Gebremedhin Ayallew Dejenie ክንመሃር ንዓርቢ ሚያዝያ 30 ሎሚ ቆፀሮ ንሓዝ!

✅ እንቅበሎ በዝሒ - 40 ወንበር ጥራሕ!
🪑 ዝተረፈና ዘይተትሓዘ ቦታ - 18 ወንበር!
💢 ቦታ ንምሓዝ ኣብ ኮመንት ዘሎ ሊንክ ይጠቐሙ!

📌 ርእሲ - ምእላይ ጭንቀት
📅 ዕለት፡ ሚያዝያ 30
⏰ ሰዓት - 08:00 ድሕሪ ሰዓት ብኣቆፃፅራ ግእዝ
📍 ቦታ፡ ሊሎ ዲጂታል ኣካዳሚ

🤝 ብምትሕብባር: Lilo Digital Academy × Tinsae Training and Consultant Center x Moya Link ሞያ ሊንክ

✨ ኣእምሮና ንምሕብሓብ ሎሚ ሓደ ስጉምቲ ንውሰድ!

--------

🟢 Free Seminar!  ⚡ You’ve stayed strong through everything…But deep inside, the stress, pressure, and silent burnout are...
05/05/2026

🟢 Free Seminar! ⚡ You’ve stayed strong through everything…

But deep inside, the stress, pressure, and silent burnout are real.

⚠️ In Tigray, many are carrying pain without support - trying to move forward while still healing.

This is your moment to pause… to breathe… to rebuild your mind.

📅 Join us on May 8 (ሚያዝያ 30) and learn how to manage stress, overcome burnout, and take back control of your life.

✅ Because even in the hardest times, your mind deserves protection.

🤝 In collaboration with: Lilo Digital Academy × MoyaLink × Tinsae Training and Consultant Center

⏰ 8:00 (Local Time)

🏢 Venue: Lilo Digital Academy

🎤 Speaker: Mr. Gebremedhin Ayallew

• Don’t just survive - start healing, start rebuilding.

🔴 2018 ክውዳእ ድሮ ውሱን ኣዋርሕ ተሪፍዎ ኣሎ... ግን ብከመይ ካብ ስእነት ስራሕ ከምትወፁን ፅቡቅ ፋይናንሳዊ ዓቅሚ ከምዝህልወኩምን ክሳብ ሕጂ  የተሓሳስበኩም አሎ ? 📌 እዚ ዓመት ከይ...
23/04/2026

🔴 2018 ክውዳእ ድሮ ውሱን ኣዋርሕ ተሪፍዎ ኣሎ... ግን ብከመይ ካብ ስእነት ስራሕ ከምትወፁን ፅቡቅ ፋይናንሳዊ ዓቅሚ ከምዝህልወኩምን ክሳብ ሕጂ የተሓሳስበኩም አሎ ?

📌 እዚ ዓመት ከይተወደአ፣ ካብ ትምህርቲ ተመሊስኩም ወይ ካብ ስራሕ ኣልቦነት ወፂእኩም ናብ ስራሕ ክትኣትዉሉ ትኽእሉ ዲጂታላዊ ክእለት ተማሂርኩም፣ ናይዚ ዓመት ፕላንኩም እተሳኽዑሉ ፍሉይ ዕድል ሒዝናላኩም መፂና ኣለና!

🔵ሊሎ ዲጂታል ኣካዳሚ ልምዲ ብዘለዎም መምምሃራን ምሉእንምሉእ ብተግባር ዝተደገፈን ቀልጢፍኩም ናብ ስራሕ ክትኣትዉሉ እትኽእሉሉ ናይ ሓፂር ናይ ግራፊክ ዲዛይን ክላስ ኣዳሊልኩም ኣሎ

ኣብዚ ክላስ ትመሃርዎ

✅ Social Media Design: ንትካላት ዝኾኑ መሰጥቲ ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ዲዛይናት ኣሰራርሓ

✅ Logo & Branding: ኣሰራርሓ ሎጎ ዲዛይን

✅ Marketing Materials: ኣሰራርሓ ቢዝነስ ካርድ፣ ፍላየርን ብሮሸራትን።

✅ Practical Projects: ምስ ወዳእኹም ብቐጥታ ናብ ስራሕ ዘእትወኩም ፖርትፎሊዮ።

🛠 ስልጠና ምስ ወዳእኩም እንታይ ክትሰርሑ ትኽእሉ?

✅ናይ ማሕበራዊ ሚድያ ዲዛይናት: ንትካላት ንግዲ መሰጥቲ ዝኾኑ ናይ ፌስቡክ፣ ቲክቶክን ኢንስታግራምን ፖስተራት ምስራሕ።

✅ስራሕቲ ሕትመት (Print Media): ፍላየራት ፣ ቢዝነስ ካርድታት፣ ባነራትን ናይ መፅሓፍ ሽፋናትን ምድላው።

✅Logo Design and branding : ንነባር ወይ እውን ንሓደ ሓድሽ ዝምስረት ትካል ዝኸውን ፍሉይ Logo

✅ናይ ፎቶ ምቕንባር ስራሕቲ (Photo Editing): ፎቶታት ብብቕዓት ምፅራይን ምቅንባርን ካልኦትን

📌 እዚ ተዳልዩ ዘሎ ክላስ ድሕሪ ምዉድኡ ኣብ ዝተፈላለዩ ትካላት ብተግባር ትሰርሑሉ ፍሉይ ናይ ኢንተርንሺፕ ፕሮግራም ስለዘለዎ ከየምልጠኩም ኣብ ታሕቲ ብዘሎ ስልኪ ደዊልኩም ተመዝገቡ !

🔴 ደዊሎም ቦታ ንዝሓዙ ቅድምያ ንህብ!

📞 09 91 88 60 00

#ሞያ #ትግራይ

Address

Tigray
Mekelle

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Lilo Digital Academy posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to Lilo Digital Academy:

Share