Eritrea Uganda Kenya

Eritrea Uganda Kenya � Eritrean Creator | Entrepreneur | Storyteller
� YouTube Videos | � Business Ideas | �

24/11/2025

#ተመስገን #ዜና #ስፖርት ゚viralシ #ኤርትራውያን #መደወሊ #ናብኤርትራመደወሊ #ሰላም #ፍቅሪ

23/11/2025
   #ተመስገን
20/11/2025

#ተመስገን

ርሑስ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ!Happy Eid al Adha!ንዝያዳ ሓበሬታ ፎሎው ንገበር
06/06/2025

ርሑስ በዓል ዒድ ኣል-ኣድሃ!
Happy Eid al Adha!

ንዝያዳ ሓበሬታ ፎሎው ንገበር

ሰንበት 8 ሰነ - ብንያም ግርማይ ኣብ ብራሰልስ ክላሲክኣብ 1893 ዝጀመረ ብራሰልስ ክላሲክ ኣብ ዓለም ሓደ ካብቶም ዝገደሙን ዝተፈልጡን ውድድራት እዩ። ኣብዚ 205 ኪ.ሜ ተዘርጊሑ ዘሎ ሰን...
06/06/2025

ሰንበት 8 ሰነ - ብንያም ግርማይ ኣብ ብራሰልስ ክላሲክ

ኣብ 1893 ዝጀመረ ብራሰልስ ክላሲክ ኣብ ዓለም ሓደ ካብቶም ዝገደሙን ዝተፈልጡን ውድድራት እዩ። ኣብዚ 205 ኪ.ሜ ተዘርጊሑ ዘሎ ሰንበት ዝካየድ ውድድር ብንያም ግርማይ ካብቶም ክዕወቱ ትንቢት ተዋሂቡሎም ዘለዉ ተቐዳደምቲ ኣብ ቀዳማይ ተርታ ተሰሪዑ ኣሎ።

ነበርቲ በልጅዩምን ከባቢኣን ከምቲ ልሙድ ባንዴራኹምን ሃገራውን ባህላውን ኣልባሳት ወዲኹምን ኣብ ቦታ ቅድድም ከምትርከቡ እምንቶ ኩሉ እዩ።

ነዚ ዓቢ ውድድር ብቀጥታ ከመሓላልፈልኩም ተዳልዩ ዘሎ ኣብ ዩትዩብ ኤዱ ኢንተርቴይመንት ኢዩ ሳብስክራይብ ሼር ብምግባር ን ቢንያም ደገፍና ኣብዛ ኣብ ታሕቲ ዝህበኩም ሊንክ ብምእታው ኣካል እቲ መደብ ንኹን ጽቡቅ ዕድል ንቢኒን ደቂ ጋንትኡን ።
https://youtube.com/?si=1G45HP_il0NrXBI9

ስእሊ፥ Cyril Pélerin

 #ትራምፕ ንኤርትራ ሓዊሱ ን12 ሃገራት፡ ናብ ሃገሩ ዝመጹ ዜጋታት ኣሜሪካ ከይኣትዉ ከልኪሉ። Trump signs travel ban on nationals from 12 countries, restr...
05/06/2025

#ትራምፕ ንኤርትራ ሓዊሱ ን12 ሃገራት፡ ናብ ሃገሩ ዝመጹ ዜጋታት ኣሜሪካ ከይኣትዉ ከልኪሉ። Trump signs travel ban on nationals from 12 countries, restrictions on 7 more.

እዘን ተኸልኪለን ዘለዋ ሃገራት፡ ኣብቲ ዝሓለፈ 80 ዓመታት ግዝኣት ኣሜሪካ፡ ማለት ስርዓት ዋሽንግቶን….!!

“ትማሊ ንገባቲ ሓይሊ ኣይንብርከኽን። ፖሊሲ ምዕራባውያን ይኹን ኣሜሪካ ኣይነተግብርን። ማኒፌስቶና ኣይንቕይርን። ቤተክርስትያንናን መሳጊድን ብርኹሳት ኣይነራኽስን። ብስም ዲሞክራሲ ተባሂሉ ዝምጠወልና መዓር ኣሜሪካ ኣይንልሕስን። ኣሜሪካ ዝዘረወቶ ሕንዚ መውስቦ ተመሳሳሊ ጾታ ኣይነፍቕድን” ስለዝበላ፡ ክሳብ ሕጂ፡ ካብ መዛግብቲ ኣሜሪካ፡ ብጸሊም ሰፊሩ፡ ጉዳየን ከም ዘይተሓኸከ እዩ ዘረድእ።

ትራምፕ ንኤርትራን ሶማልያን ሓዊሱ ካብ 12 ሃገራት ዝመጹ ዜጋታት ናብ ኣሜሪካ ከይኣትዉ ዝእግድ ውሳነ ትእዛዝ ድሕሪ ምሃቡ ሎሚ 04/06/2025 ነቲ ውሳነ ክታሙ ኣንቢሩሉ።

እቲ ትማሊ ብናይ ኤውሮጳ ኣቖጻጽራ ናብ ሓሙስ ዘውግሕ ምሸት፡ 04/06/2025 ብፕረዚደንት ትራምፕ ዝተፈረመ ትእዛዝ፡ ካብዘን ሃገራት ዝመጹ ዜጋታት “ሓደጋታት ሃገራዊ ድሕነት ንምንካይ” ብዝብል ኣምር፡ ብኣዝዩ ፍሉይ ኩነታት እንተዘይኮይኑ ፍቓድ ክዋሃቦም፡ እንተዘየለ ናብ ኣመሪካ ከይኣትዉ ዝኽልክል ውሳነ’ዩ ኣመሓላሊፉ።

እተን ዜጋታተን ምሉእ ብምሉእ ናብ ኣመሪካ ከይኣትዋ ዝተኸልከላ 12 ሃገራት፡ ኣፍጋኒስታን፡ ሚያንማር፡ ቻድ፡ ዲሞክራስያዊት ሪፓብሊክ ኮንጎ፡ ኢኳቶርያል ጊኒ፡ ኤርትራ፡ ሃይቲ፡ ኢራን፡ ሊብያ፡ ሶማልያ፡ ሱዳን፡ የመን ክኾና እንከለዋ።

እተን ዜጋታተን ብኸፊል ዝተኸልከላ 7 ሃገራት ድማ ብሩንዲ፡ ኩባ፡ ላኦስ፡ ሴራሊዮን፡ ቶጎ፡ ቱርክመኒስታን፡ ከምኡ’ውን ቬንዙዌላ እየን።

“ጻዕዳ ገዛ” ዋይት ሃውስ፡ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ፡ "ትራምፕ ኣሜሪካውያን ካብቶም ናብ ሃገርና መጺኦም ክጎድኡና ዝፍትኑ ሓደገኛታት ናይ ወጻኢ ተዋሳእቲ ንምክልኻል ዝኣተዎ መብጽዓ ብግብሪ ይፍጽም ኣሎ። ፕረዚደንት ትራምፕ ኩሉ ግዜ ንረብሓ ድሕነት ህዝቢ ኣሜሪካ ክዋሳእ'ዩ" ድማ ኢሉ።

ንግበሮ።
05/06/2025
ኤርትራውያን ኣብ ኡጋንዳ ኬንያ


Coming Soon.......
04/06/2025

Coming Soon.......

ኣብ 2025 ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ጸወታ 4 ሸቶታት ዘመዝገበ ፈላማይ ተጻዋታይ - 🇪🇷 ኣጥቃዓይ ዓሊ ሱሌማን 🔥 ኣብቲ  ዝተኻየደ ጸወታ ሃዋሳ ከተማ ትማሊ ሰንበት ምስ ክለብ ...
04/06/2025

ኣብ 2025 ኣብ ፕሪምየር ሊግ ኢትዮጵያ ኣብ ሓደ ጸወታ 4 ሸቶታት ዘመዝገበ ፈላማይ ተጻዋታይ - 🇪🇷 ኣጥቃዓይ ዓሊ ሱሌማን 🔥

ኣብቲ ዝተኻየደ ጸወታ ሃዋሳ ከተማ ትማሊ ሰንበት ምስ ክለብ ስሑል ሽረ ኣብ ዝተጋጠማሉ ንስሑል ሽረ 5 ብ 1 ረቲዓ።

እዚ ኤርትራዊ ኣጥቃዓይ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት 20 ሸቶታት ብምምዝጋብ ዝለዓለ ኣመዝጋቢ ሸቶ ኾይን ከምዝነበረ ይዝከር፡ ኣብዚ ዓመት ዘመዝገቦ 19 ሸቶታት ብምብጻሕ ክብሩ ክዕቅብ ቀሪቡ ኣሎ። ክብሩ እንተ ዓቂቡ ኣብ ውሽጢ 2 ተኸታተልቲ ዓመታት ዝለዓለ ሸቶታት ዘመዝገበ ፈላማይ ተጻዋታይ ክኸውን ኢዩ። ምንጪ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ !

🔥 🔥 🔥 The first player to score 4 goals in one match in 2025 Ethiopian premier league -
The 🇪🇷n striker 🔥

In the game that was held today (June ,04 /2025 )
Hawassa city vs Suhul shire ended in Hawassa city with 5 to 1 victory .The 🇪🇷n Ali Suleiman has scored four goals in 34 : 45+3 : 56 & 68 minutes.

The Eritrean striker was the highest goal scorer in the last season with 20 goals, he is about to win the honor by reaching 19 goals he scored this year. Even if this happens, he will be the first foreign player to score the highest goals in 2 consecutive years.
Source Ethiopian soccer !

Address

Westhampton
London

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Eritrea Uganda Kenya posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share