Habesha Spot

Habesha Spot We can grow up together..!

20/02/2023

Kemey gerna b naxa 5 deqiq nab zyefelaley hagerat ndwel

Kemey qenikum yehwat Flat tv hd ATA 32 inches nay bakoWaga 95000 jine Trhal btrhu ab zelekayo bota nemxalkum
15/03/2022

Kemey qenikum yehwat
Flat tv hd ATA 32 inches nay bako
Waga 95000 jine
Trhal btrhu ab zelekayo bota nemxalkum

ዕለት ፡ 12/10/2021ከመይ ትቅንዩ ኩቡራት የሕዋት።ኣብ ሳሓፋ ዛላጥ ናይ ገዛ ስራሕተኛ ተድልየና ስለ ዘላ ፡ ክትሰርሕ አትደሊ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ቁጽሪ ተለፎን ብምድዋል ክትረክ...
12/10/2021

ዕለት ፡ 12/10/2021

ከመይ ትቅንዩ ኩቡራት የሕዋት።
ኣብ ሳሓፋ ዛላጥ ናይ ገዛ ስራሕተኛ ተድልየና ስለ ዘላ ፡ ክትሰርሕ አትደሊ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጻሒፉ ዘሎ ቁጽሪ ተለፎን ብምድዋል ክትረክበና ንምሕጸን።
ብዛዕባ ደሞዝ ከምኡ ውን ሰዓታት ስራሕ ዝምልከት ምስ ኣስራሒ ትረዳዳ ።
ኩቡራት የሕዋት እዚ ናይ ስራሕ ዕድል መታን ናብ ኩሉ ስራሕ ሰኢኑ ክሰርሕ ንዝደሊ ክበጽሕ share ን invite ንበል ።
ክሳብ ብ ካልእ ስራሕ ሒዝና ንመጸኩም ሰላም ኣብ ዘልኩሞ ይብጻሕኩም የሕዋት።

ተል ፡ 0908157180

ሰላም ንኹልኩም ን ሎሚ ብ ሕሱር ትሽየጥ ሙስታዕምል ብሽክለታ (used bicycle ) ኣብ ዕዳጋና ወሪዳ ስለ ዘላ ዝግደስ ተሎ ደዊሉ ብዝያድ ሓበረታ ይውከስ።ን ዓይነት ብሽክለታ ዝምልከት ኣ...
05/04/2021

ሰላም ንኹልኩም ን ሎሚ ብ ሕሱር ትሽየጥ ሙስታዕምል ብሽክለታ (used bicycle ) ኣብ ዕዳጋና ወሪዳ ስለ ዘላ ዝግደስ ተሎ ደዊሉ ብዝያድ ሓበረታ ይውከስ።
ን ዓይነት ብሽክለታ ዝምልከት ኣብ ታሕቲ ዘላ ስእሊ
ተሌ 0113609053

ንኩሉ ደላይ ስራሕ ን ሰራሕተኛን መታን ክትበጽሕ በብዓቅምና ሽር ን ኢንቫይት(invite) ብምግባር ። ንኩሉ ስራሕ ዝደሊ ብቀሊሉ ስራሕ መታን ክረክብ ንተሓባበር ።ዓወት ንቲ ጻዕራም ህዝብናዝ...
30/03/2021

ንኩሉ ደላይ ስራሕ ን ሰራሕተኛን መታን ክትበጽሕ በብዓቅምና ሽር ን ኢንቫይት(invite) ብምግባር ። ንኩሉ ስራሕ ዝደሊ ብቀሊሉ ስራሕ መታን ክረክብ ንተሓባበር ።
ዓወት ንቲ ጻዕራም ህዝብና
ዝኮነ ኣገዳሲን ጠቃምን ትብልዎ ር ኢቶ አንተሎ ክትጽሕፉልና፡
ብ messege ይኩን ኣብ comment ሓሳብ ክንቅበል ድሉዋት አና።
ኣብ ዝመጽእ በብዓይነቱ ስራሕን ከሙ ውን ሰራሕተኛታትን ሕዝናልኩም ክንመጺ መደባትና ምትሕብባርኩም ኣይፈለየና።

cabri cafe (ካብሪ ካፈ)ዋይተርስ ሰራሕተኛ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ትደሊ ስለ ዘላ ክትሰርሕ ድልየት ዘለዋ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎተለፎን ክትረክበና ንምሕጸን ።address , Sahafa...
29/03/2021

cabri cafe (ካብሪ ካፈ)
ዋይተርስ ሰራሕተኛ ናይ ፍርቂ መዓልቲ ትደሊ ስለ ዘላ ክትሰርሕ ድልየት ዘለዋ በዚ ኣብ ታሕቲ ተጠቂሱ ዘሎ
ተለፎን ክትረክበና ንምሕጸን ።
address , Sahafa sharei rakshat
tele no 0113609053

Address

Khartoum

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when Habesha Spot posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Share