ወዲ ትግራይ

Directions Contact the business

ወዲ ትግራይ Shearing information

09/19/2026

እዛ ዻዻስ ግን ዕዋላ እያ 🤣
2ይ ክፋል ናይ ሰራቒ ብርሃን ንፅበ ኣለና ኢና

09/19/2026

አረ እቶም ዋሽንግተን ዝኒሀው ተጋሩ ምፅንዕናዕ ገዲዱና... ቧች🙈

"ሃመይ ንብልፅግና ኢዶም ይህቡ!?" ኢሎም ጒህዮም ብጣዕሚ ፤ ተቓፂሎም። [ልዞም ትማሊ ፀሊሞይ ህይወቶም ከድሕኑ ዝርኣናዮም መናእሰይ ትግራይ]

ኣንታ... ተልመፁስ ቐጥ ግዲ ከብሉዋ ነይሮም እዮም 'ዛ ድፋዕ ፤ ሓቦኛታት 'ዮም ልመስሉ...!? 😅

09/19/2026

This is PERFECT!

ከምታ ናይ ትማሊ ናይ ኣርሚ 17 ዝነበረት ምፍራስ ሎሚ ድማ 126 ዝኾኑ ናይ ኣርሚ 33 መናእሰይ ፈሪሶም ናብ TPF ተሓዊሶም ኣለው::

ቐፅሉሉ:: ህይወትኩም ኣድሕኑ::
ፍልፍል

Address

Dubai
Denver, CO

Website

Alerts

Be the first to know and let us send you an email when ወዲ ትግራይ posts news and promotions. Your email address will not be used for any other purpose, and you can unsubscribe at any time.

Contact The Business

Send a message to ወዲ ትግራይ:

Shortcuts

Share